ናብ ዋይት-ሃውስ ንቐዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ዓዲሞም፡ ድሕሪ’ቲ ርክብ ጋዜጣዊ መግለጺ ዝሃቡ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ሃገሮም ንወሽመጥ ቓዛ ናይ ምቍጽጻር ድሌት ከም ...