(ህወሓት) ድሕሪ ዝተፈጥረ ፍልልይን ድሒሩ ብኣመርራሓ ሰራዊት ዝተወሃበ መርገፂን፡ ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ከተማ መቐለ፡ እቲ ፍልልይ ናብ ካልእ ጎንፂ ከይዓርግ ሰጊኦም ከም ዘለዉ ተዛሪቦም። ...
ግጭት አብ ዝራኣየሎም ዞባታት ኢትዮጵያ፣ ብዘይ ፍርዲ ምቅታል፣ ሞት ሰላማዊያን ሰባት፣ ጉድኣት ኣካል፣ ዕንወትን ዘረፋን ንብረት፣ ብሃውሪን ብጅምላን ዝተናወሐን ማእሰርቲ፣ ኣገዲድካ ምስዋር፣ ጭውያን ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ካብ ወረዳ ዳውንት ናብ ደሴ ትጉዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ተገልቢጣ 25 ሰባት ምሟቶም ፖሊስ ዞባ ሰሜን ወሎ ኣፍልጡ። እቲ ሓደጋ መኪና ኣብቲ ዕጡቓት ፋኖ ዝቆጻጸርዎ ቦታ ...
On the first day of his second term, President Donald Trump announced a series of executive actions addressing immigration ...
ኣብ ኢትዮጵያ: ኣብ ናይ 12 ክፍሊ መልቀቒ ፈተና ዝለዓለ ነጥቢ ንዘምፅኡ ተመሃሮ፡ ፈላማይ ዝኾነ ሃገራዊ ሽልማት ተዋሂቡዎም። ነቲ ስነ-ስርዓት ዘዳለወ፡ ትካል ሃገራዊ ሽልማት ተመሃሮ ኢትዮጵያ፡ ዕላማ ናይቲ ሽልማት፡ ጽፈት ትምህርቲ ዋኒን ኩሉ ሕብረተሰብ ኸውን ምግባር እዩ ይብል። ተሸለምቲ ተመሃሮ እውን ንድምፂ ...
ትማሊ ሰኑይ 20 ጥሪ 2025 ቃለ-መሓላ ዝፈጸመ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ድሕሪ ጽንብል ንዝተፈላለዩ ክስርሓሎም ዝጸንሑ ፖሊሲታት ዝልውጡ ፕረዚደንታዊ ትእዛዛት ፈሪሙ። ዶብ ሰጊሮም ዑቕባ ንዝሓቱ ...
"ብኣቶ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ግዜያዊ ምምሕዳር ሓላፍነቱ ዘንጊዑን ንረብሓታት ትግራይ ክሒዱን" ብምባል ነቲ ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝቐረበ ዳግም ናይ ምቕላስ እማመ ከም ዝድግፍ ገሊጹ። እቲ መግለጺ፡ ስምምዕ ተጻብኦ ፕሪቶሪያ ብምሉእነት ክትግበር ዝጽውዕ ኰይኑ፡ ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ምፍናውን ምጥያስን ...
ኲናት ሱዳን ኣብ ወርሒ ሚያዝያ 2023 ካብ ዝተወለዐሉ ጊዜ ጀሚሩ፣ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ሞይቶም፣ ልዕሊ 12 ሚልዮን ድማ ካብ መንበሪኦም ተፈናቒሎም ኣለዉ። ኣብ ውሽጢ 12 ኣዋርሕ፣ ...
ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ስደተኛታት ጽዒና ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ዝጠሓለት ሓንቲ ጀልባ 20 ኢትዮጵያዊያን ከምዝሞቱ ኣፍሊጡ።እቲ ትካል እታ ካብ ጅቡቲ ዝተበገሰት ጀልባ ብሰንኪ ንፋስ ...
ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ መበል 47 ፕረዚደንት ኣመሪካ ኮይኑ ቃለ-ማሕላ ኣብ ዝፈጸመሉ እዋን፡ ንብዙሓት ፍሉይ ታሪኽ እዩ ኔሩ። ብዙሓት ኣመሪካውያን ነቲ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ዘሎ ሓያል ቀዝሒ ተጻዊሮም ...
The inauguration ceremony will be a scaled-down event due to frigid weather, with about 600 people witnessing the change of ...
ኣርባዕተ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣኽሱም፡ ተመሃሮ ኣመንቲ እስልምና ሕጃብ ለቢሰን ንኸይመሃራ ድሕሪ ምእጋዱ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ወገናት ክልል ትግራይ መዛረቢ ዛዕባ ኰይኑ ኣሎ። በበይኖም ኣካላት እቲ ጉዳይ፡ ...